Hordata Media
@hordatamedia5904
Subscribers
Views
Videos
API Count
To 10
Live Subscriber Growth Chart
Loading Advanced Analytics...
About Hordata Media
ዘሎናዮ መዋእል፣ ሓበሬታ ጎብለል ኩሉ ዓውድታት ብምዃን ዝቕልሶ ዘሎ መዋእል ኮይኑ፣ ኣብ’ታ ዝደቐቐት መለክዒ ግዜ፣ እልቢ ዘይብሉ ብዝሕን ዓይነትን ሓበሬታ ዝፈርየሉን ዝጋዋሓሉን ዘሎ እዋን እዩ። ኣብ’ዚ መኣዝን ከስሕት ዝክእል ናይ ሓበሬታ ማዕበል እዚ፣ መንእሰያት ቀዳሞት ተጸለውቲ ከም ምዃኖም መጠን፣ ካብ’ዚ ማዕበል ዝምእዘኑሉ ናይ ገዛእ ርእሶም ብሶላ የድልዮም። እዚ ድማ ኣብ ምህላኽ ፍርያት ሓበሬታ፣ ንቑሕን መማይን ኣገባብ ክጥቀሙ፣ ካብ ምህላኽ ሓሊፎም’ውን ናይ ገዛእ’ ርእሶም ሓበሬታዊ ሰነዳት ከፍርዩ የድሊ።
ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው፣ መንእሰያት ናይ ትምህርቲ፡ ሓበሬታን ምዝንጋዕን ኣገልግሎት ንክረኽቡ፡ ዝተፈላለዩ ኣገባባት መራኸቢ ብዙሃን ብምጥቃም፡ ሓያል ጻዕሪ ከካይድ ጸኒሑሎ።
ከም መቐጸልታ ክካየድ ዝጸንሐ፣ ንመንእሰያት ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ፍርያታት መዋእል ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ናይ ምግባር ዕዩ፣ ብመገዲ ዩ-ትዩብ ንምድርዑ ንዝተገብረ መደብ፣ ኩሉ ዜጋ ብሕልፊ ድማ መንእሰያት፡ ክበጽሕዎን ተሳታፍነቶም ከረጋግጹን ትጽቢት ይግበር።
“HORDATA Media” ፣ ንባህግን ጥሙሕን መንእሰያት ዘዕግብ ብመንእሰያት ንመንእሰያት ዝዳሎ ብሉጽ መደባት እተእንግድ ሜድያ እያ። ብተወሳኺ ንኣእምሮ ዕድመ ቈልዑን ኮተቴን ዝበቕዑን፣ ናብ ቅኑዕ መኣዝን ዝመርሑን ሓበሬታዊ፡ ትምህርታውን ኣዘናጋዕን ትሕዝቶታት’ውን ኣለዋ።
በዚ ኣጋጣሚ፡ “ HORDATA Media” ናይ ድምጽኹም መቃልሒት፣ ናይ ተሞክሮታትኩም መለዋወጢት፣ ምንጪ ፍልጠት፣ መኽዘን ባህልን ምዝንጋዕን፣ መደረኽ መወራረሲት ታሪኽን ጅግንነትን፣ መኾስኮሲት ሃገራውነት ክትከውን ኣበርክቶኹም፡ ርእይቶታትኩም፡ ነቐፌታኹም ኮታ ኩሉ መድያዊ ተሳትፎኹም ክዓዝዝ ደጊማ ትጽውዕ።
ሆርዳታ ብመንእሰያት ንመንእሰያት!
Embed on Your Website
Do you want to put Hordata Media's realtime subscriber count on your website? Use the embed code below or add the direct URL as a browser source in OBS.
Latest Video
መዝሙር ናዱራሶ 2026
by Hordata Media
Click to load YouTube player
መዝሙር ናዱራሶ 2026
Uploaded
337
Views
64
Likes
4
Comments
About RealtimeSubCount.com
RealtimeSubCount.com tracks live YouTube subscriber activity with a faster page shell, local caching, and analytics modules that do not block the main counter from loading. This page is designed to keep the count visible first while the deeper charts and supporting widgets stream in behind it.